Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ማዕቐፍ ብሪክስ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ንኩለመዳይ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት እተን ሃገራት ኣፅንኦት ብመሃብ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ትኹረት ገይሮም፡፡

ክልቲኦም ወገናት ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ብሪክስ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ እውን ሓበሬታ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና የመይኽት፡፡

እቲ ዘተ÷ ጎድና ጎድኒ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዴ ጄኖሮ እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ዝተገበረ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.