Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ መማእኸል ስልጠና ዓለም ሚቲዎሮሎጂ ትካል ብምዃን ተሓርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መማእኸል ስልጠና ዓለም ሚቲዎሮሎጂ ትካል ብምዃን ከምዝተመረፀት ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኢንስቲትዩት ማእኸል ስልጠና ኣህጉር ኣፍሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንምምፃእ እናገበሮ ዝነበረ ፃዕሪ ብትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ተቐባልነት ምርካቡ ተገሊፁ።

እቲ ዓወት ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ኩነት ንኽተተኣናግድ ከምዝሕግዝ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.