Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ኮኒኑ።

እቲ ሚኒስቴር፥ “ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን ፀሎትና ንተጎዳእቲን ንስድራ መወትቲን ኢዩ” ኢሉ።

ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ ዝኾነ ዓይነት ምኽንያት የብሉን ዝበለ እቲ ሚኒስቴር፥ ግብረ ራዕዲ ብኢትዮጵያውያን ዝኾነ ይኹን ቦታ ስለዘይብሉ እዞም ኣረመኔያዊ ተግባራት ብምኹናን ሓደ ሓድነትና ንገልፅ” ክብል ገሊፁ።

በዚ ድማ ኣብ ጎኒ ህዝቢን መንግስቲን ቱርኪ ኣለና ብምናል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትዊተር ገፁ ብዘውፀኦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.