Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ እናተካየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ልእክቶ ምርግጋዕን ደገፍን ሶማሊያ ሕብረት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ፡፡

ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስተር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ካልኦት ሓለፍ ስራሕ ምርካቦም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.