Fana: At a Speed of Life!

ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንታት ብምዃን ንዝተመረፁን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡

እተን ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽተን ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ንዝተመረፁ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ሰናይ ዘበን ስራሕ ተመኒየን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.