Fana: At a Speed of Life!

ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ንተኸታሊኦም ብሰላም ኣረኪቦም።

ተኸታሊኦም ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ስልጣኖም ብሰላም ተረኪቦም።

ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ መበል 71 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት ነቲ ስርዓት ብምምራሕ ኣገልጊሎም።

መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ዝተመረፁ ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ እውን ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ንስርዓት ገዳ ብላዕለዋይነት ክመርሑ ኢዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.