ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ እስራኤል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ተዛቲዮም።
አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብቲ ዓውዲ ወሳኒን ዕዉትን ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም።
ኢሊ ኮህን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ምግባሮም ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ታሪኻዊኻክብ ከምዘደንፍዕ እውን እቶም ሚኒስትት ገሊፆም፡፡