Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ፡፡

ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ዝካየድ ኣኼባ ኣብ ካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ሕብረት ዘላቒ ፋይናንስን መመሓየሺውዳበ ስራሕ ከምኡ እውን እቲ ሕብረት ንኣህጉራዊ ፈተናታት መፍትሒ ብመሃብ ሸቶታት ከዕውት ዝኽእለሉ ዓቕሚ ኣብ ምህናፅ ዘድሀበ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፉ እንትኾኑ፥ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን መውፃእቲ ፖሊሲን እውን እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብመሰረት ኣወቀ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.