ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ሩሲያ፣ ጀርመን፣ አውስትራሊያ ከምኡውን ፓኪስታን እቲ በዓል ናይ ፍቕርን ሓጎስን ዓመት ክኸውን ተምንዮም፡፡