Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዙር ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ሰላም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2017 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ፡፡

ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ተመረቕቲ ኣብ ምቅርራብ፣ ኣብ ምጥብኻር ሓበራዊ ዛዕባ፣ ምርድዳእን ምትእስሳር ህዝቢታት ምፍጣር፣ ሓድነትን ሕውነትን ክሰርሑ ኢዮም፡፡

ተመረቕቲ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ስራሕቲ ሓለዋ ፀፅታ ዝወሃቦም ሓላፍነት ብግቡእ ንኽዋፅኡ ኣተሓሳሲበን፡፡

እቲ ሰራዊት ሰላም ኣብታ ምምሕዳር ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ናይ ምሕላው ሓላፊነት ከምዘለዎም ምግንዛበን ሓበሬታ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታ እታ ከተማ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.