ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ሲዳማን ተረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ውሳነታትን ኣንፈታትን ከምኡወን ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ዘተ ይግበር ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ህዝቢ ዘልዕሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ይወሃብ ኣሎ።