Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ  ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣተሓባባሪ ልምዓት ገፀር ኣዲሱ ኣረጋ፣ ምምሕዳራት ምብራቕ ሽዋን ዞባ ኣርሲን፣ ከንቲባ ከተማ ኣዳማ ሃይሉ ጀልዴ ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ኣባገዳታት ሃደሲንቄታትን ከምኡውን ምምሕዳር ከተማ ኣዳማ፣ ካብ ዞባ ምብራቕ ሸዋን ዞባ ኣርሲን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ተሳቲፎም።

ብፈትያ ኣብደላን መሳፍንት እያዩን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.