Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዘበነ ስልጣነይ ሓድነት ህዝቢ ንኸጠናኸር ክሰርሕ ኢየ – ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ መበል 72 ኣባ ገዳ ቦረና ብምዃን ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ሎሚ መዓልቲ ተረኪቦም፡፡

ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ከምኡ እውን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ተረኺቦም፡፡

ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ዘነነ ስልጣኖም ሓድነት ህዝቢታት ንኽጠናኸርን ሰላም ንኸዓስልን ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓታትን ካልኦት ጉዳያትን ብትኹረት ከምዝሰርሑ ምግላፆም ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.