Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይኣዘናግዑና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ከለዓዕሉና ይግባእ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ተጀሚሩ፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ ኣብቲ ገምጋም “ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ስራሕቲ ትልሚ ንምጥንኻር ዝረድኡ ዘተ ክነኻይድ ኢና”፡፡
ክሳብ ሕዚ ዘዐወትናዮ ውፅኢት ሰፊሕ ስራሕቲ ይኹን እምበር ዓወትና ከይኣዘናገዐና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ዘለዓዕል ክኸውን ይግባእ ኢሎም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.