Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም።

ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብዱልመጅድ ተቡን፣ ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፓል ካጋሜ፣ ፕሬዚዳንት ፍልስጤም መሓሙድ ኣባስ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ ኣሞር ሞተሊን ፕሬዚዳንት ደቡብ አፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ተመሊሶም።

ነቶም መራሕቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናይ ክብሪ ምፍናው ከምዝገበሩሎም ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.