Fana: At a Speed of Life!

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም፥ መንፈስ ረመዳን ኣብ ኣፍሪካ ኢሉውን ዓለም ሰላም፣ ፍትሕን ሕብረት ሒዙ ከምዝመፅእ እኣምን ኢሎም።

እቲ በዓል ናይ ታሕጓስን በረከትን ንክኸውን ተመኒዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.