Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ እውን ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።

ፖሊስ ኬኒያ ብ400 ሜትሮን 100 ሜትሮን ብክልቲኡ ፆታ ከምኡውን 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ብፀብለልታ አንትዛዝም፥ ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ምዝዛሙ ተገሊፁ።

ኣብቲ ውድድር፥ ፖሊስ ኬኒያ 13 ሜዳሊያታት፣ ፖሊስ ኢትዮጵያ 8 ሜዳሊያታት ከምዝኣከቡ ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.