Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ውድድር ማራቶን ሲቪያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ሲቪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት ሰለሞን 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 14 ሰከንድን ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ፡፡
እቲ ኣትሌት አብ ውድድር ማራቶን ንፈለማ እዋን ከምዝተሳተፈ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣቲሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.