Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ዑደት ስራሕቲ ልምዓት ከምዘካይዱ ኣብ ቤት ዕዮ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.