ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ ዶ/ር እሸቱ የሱፍ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል፣ ኮሚሸነር ዘላለም መንግስቴ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ከምኡ እውን ኣይተ ኣስቻለ ኣላምሬ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚሊሻ ብምዃን ከምዝተሾሙ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን ክልል ኣምሓራ የመላኽት፡፡