Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ኢራን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ምስ ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኢራን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ዘለወን ከምዝኾና ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ገሊፆም፡፡

እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ምሕዝነት እተን ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ምግላፆም ሓበሬታ እቲ ባይቶ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.