Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ መሪቐን ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ ሎሚ መሪቐን ከፊተን፡፡
ህንፀት እቲ ማእኸል ንኣርባዕተ ዓመታት ዝኣኽል ክስራሕ ምፅንሑ ኣብቲ እዋን ተገሊፁ፡፡
እቲ ማእኸል ቅድም ሕዚ መንበሪ ገዛ ቢትወደድ ኃይለጊዮርጊስ ወልደሚካኤል ዝነበረ እንትኾን÷ መዘጋጃ ቤት ኣዲስ ኣበባን ከምኡ እውን ቤት ፍርዲን ብምዃን ኣገልጊሉ፡፡
ብፍቅርተ ከበደ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.