Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ።

እቲ ካቢኔ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ዝቅፅሉ ስለስተ ኣዋርሕ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ኢ ።

ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ከመዝገለፅዎ፤ ኣብ ናይ ሎሚ ዋዕልኡ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ገምጊምካ ደምቢ ብምውፃእ ክፀድቅ እዪ።

እቲ ካቢኔ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ብዝምልከቶ ኣካል ቀሪቡ እናተዘተየሉ ይርከብ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.