ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ፡፡
እታ ቤተክርስቲን ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ ሓዘን÷ ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኻም ምዕራፎምን በዚ ድማ እታ ቤተክርስቲያን ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ፡፡