ክልል ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ፦
- ኣይተ ቻም ኡቦንግ – ሓላፊ ቢሮ ከባቢን ንብረት ኣየርን እቲ ክልል
- ኣይተ ኮንግ ጆክ – ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን ከተማታት እቲ ክልል
- ኣይተ ሙሴ ጋጄት – ምክትል ሓላፊ ቢሮ መስኖን ቆላማን
4.ወይዘሮ ታቢታ ኡሪያሚ – ምክትል ሓላፊት ቢሮ ከተማ መሰረተ ልምዓትን
5.ኢንጂነር ጓነር ጆክ – ምክትል ሓላፊት ዘፈር ልምዓት ከተማ ቢሮ መሰረተ ልምዓት ከተማ
- ኣይተ ቦት ጋች – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ኢኮኖሚን
7.ዶክተር ሞክ ያንግዶንግ – ምክትል ምክትል ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳን ዓሳን እቲ ክልል
8.ወይዘሮ ኛልዊት ፓል – ምክትል ዳይሬክተር ኤጀንሲ መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ
- ኣይተ ደሳለኝ ብሩ – ምክትል ኮሚሽነር ዘፈር ኢኖቬሽን ቴክ/ኮሚ/ኣይ ሲ ቲ
- ኣይተ ኒያል ቶት – ምክትል ዲን ምምሕዳር ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኦፔኖ
- ኣይተ ኮንግ ጋች – ምክትል ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ገፀር
- ኣይተ ኡኬሎ ኡማን – ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ዳያስፖራ
- ኣይተ ጋርዊች ጋች – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጂ
- ኣይተ ኣቦር ኣሌክስ – ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ፡፡