Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን።
 
ኣብቲ ዑደት፥ ኣብታ ከተማ ኣብ ምዕራፍ ሓደ ዝተዛዘመ ልምዓት ኮሪደር ፒያሳን ሕድሳትን ፅገናን ኣብያተ መንግስቲ ፋሲልን ስራሕቲ ርእየን።
 
ብተወሳኺ ብመንግስቲ ፌዴራል ዝስርሑ ዘለዉ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተዘዋዊሮም ምርኣዮም ተገሊፁ።
ብምናለ ኣየነው
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.