ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ንምዕባይ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ከምኡ እውን ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ገፀር ሽፋኑ ንምዕባይ ምስ ሃገር ቦቖል ኣፍረይቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምዃን እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ግልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ኣፍረይቲ መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግልጋሎት ጌቱ ገረመው (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ፤ እታዎት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብኸፊል ብኣፍረይቲ ውሽጢዓዲ እናቐረቡ ምዃኑ ኣፍሊጦም፡፡
እቲ ትካል ካብ 2006 ጀሚሩ ምስ ኣፍረይቲ እታዎታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምውዳድ እናሰርሐ ምዃኑ ኣረዲኦም፡፡
ብክብረወሰን ኑሩ