Fana: At a Speed of Life!

ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ናዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ብመሰረት እዚ አርሰናል ምስ ፒ ኤስ ቪ አይንድሆቨን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ፒ ኤስ ጂ ተደልዲለን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ክለብ ብሩገ ምስ አስቶንቪላ፣ ባየር ሙኒክ ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ አትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ፣ ቦሩሺያ ዶርትመንድ ምስ ሊል፣ ፌይኖርድ ምስ ኢንተር ሚላን፣ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምዝተደልደላ ሓበሬታ እቲ ሊግ የመላኽት፡፡

ቀዳማይ ዙር ፀወታ እቲ ሊግ ዝቕፅል ወርሒ 25 ን 26 ለካቲት 2017 ዓ.ም ክካየዱ ኢዮም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.