Fana: At a Speed of Life!

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ምክያድ ጀሚሩ።
 
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ዕዉታት ስራሕቲ ብምፍታሽ ጥንካረታት ንምቕፃል ዘኽእል ዝርዝር ገምጋም ክነካይድ ኢና” ኢለን፡፡
 
ብተወሳኺ ኣብቲ መድረኽ ፀገም ኣመራርሓ ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ፣ ዝመርሖ ትካል ክፍተት ምፍላይ ክንደይ ዝኣክል ምምሕያሽ ከምዝተኽኣለን ክፍተታት ኣቐዲምካ ብምፍላይ ብቕልጡፍ ኣብ ምፍታሕ ዝመፅኡ ለውጢታት ከምዝግምገሙ ኣረዲኤን፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.