ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ፡፡
ፈላማይ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ንፅህናን ኤፒዲሚዮሎጂካል ሩሲያ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓበራዊ ስልጠና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ስልጠና መንግስቲ ሩሲያ ተንቀሳቓሲ ላቦራቶሪታት ንኢትዮጵያ ምብርካቱ ይፍለጥ።