Fana: At a Speed of Life!

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም።

ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ብራይተን ምስ ኖቲንግሃም ክጋጠማ ኢየን።

ሰዓት 9፡15 ድሕሪ ቀትሪ ፉልሀም ኣም ሜድኡ ክሪስታል ፓላስን ከተኣናግድ ኢዩ።

ምሸት ሰዓት 2፡15 ድማ ብራይተን ኣብ ሜድኡ  ምስ ኖቲንግሀም ፎረስት ክጋጠም ኢዩ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.