Fana: At a Speed of Life!

ፅርየት መንደር ፍርያት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነቱ ንክዓቢ ዘኽአለ እዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት መንደር ምህናፅ ፍርያት ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነቱ ክውስኽ ዘኽአለ ምዃኑ ሚኒስትር ንግድን ዞባ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡

ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፅርየት መንደር ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ብብዝሓት ዘይርከቡ ሴራሚክ፣ ባትሪ፣ ከምኡእውን ሶላር ሓይሊ መፈልፈሊ መሳርሒ ምፍታሽ ዘኽእሉ ላቦራቶሪታት ሓዊሱ ዘጠቓልል ምዃኑ ተዛቦም፡፡

ፅርየት መንደር ብብርኪ ኢትዮጵያ ኢንስቲትዩት፣ ትካል መለክዒ ተስማዕማዕነት ኢትዮጵያ ፣ኢንስቲትዩት ስነ ልክዒት ኢትዮጵያ፣ ግልጋሎት ኣክረዲቴሽን ኢትዮጵያን በዓል መዚ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ዘጠቓለለ ምዃኑ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.