ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ÷ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ህዝበ ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር ኣፍሊጡ።