Fana: At a Speed of Life!

ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን ኣብ ሃዋሳ ተኸቢሩ።

ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ እቲ በዓል ድምቀት ባህላዊ ትውፊት ኢትዮጵያ፣ ልዕልናን ጥልቀትን ሓሳብና ኢዩ ኢሎም።

“ፊቼ ጫምባላላ መሰረት ሕብረትና፣ ሓበራዊ ታሪኽናን ታሪካችንና ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ” ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.