ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡
ፋሲል ከነማ ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ጌታነህ ከበደ እንተመዝግበን፤ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣብርሃም ጌታቸው ኣመዝጊቡዋ፡፡
ፋሲል ከነማ ተኸታታሊ ሳልሳይ ዓወታ እንትተመዝግብ፤ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ኣይከኣለትን፡፡