Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጁዌሊና ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንፍሪካውያንና ዘርኣ-ኣፍሪካውያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.