ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ ማዳ ቢዮ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይራሎም።
መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንፍሪካውያንና ዘርኣ-ኣፍሪካውያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ ኢዩ፡፡