Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ እንዃዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም! እዙይ ቅዱስ በዓል ናይ ሓጎስን ፍስሃን መዓልቲ ሰናይን እዩ፡፡

እቲ በዓል ብፍቕሪ፣ ብሰላምን ምትሕስሳብን ንክነብዕሎ ሰናይ ትምኒተይ እዩ ክብሉ ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.