Fana: At a Speed of Life!

ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኽም ዓሪፎም፡፡

እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም ከምዝዓረፉ ቫቲካን ኣፍሊጣ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.