ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ሱዳን ካብ መዝገብ ሃገራት ፈጠርቲ ራዕዲ ክትሕከኽ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ሱዳን ካብ መዝገብ ሃገራት ፈጠርቲ ራዕዲ ክሕከኽ ሓቲቶም።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተረኸቡ ዋና ፀሓፊ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፥ እታ ሃገር የጓንፍዋ ካብ ዘለዉ ብድሆታት ቀልጢፋ…