ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝሕግዝ መፅናዕቲ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ክሕግዝ ተባሂሉ ኣብ ዝተኻየደ ወፅኢት መፅናዕቲ ኣድሂቡ ምዝታዩ ገሊፁ። ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕን ርክበን ንምጥንኻርን ብመፅናዕቲ ዝተሓገዙ ስራሕቲ እናሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዓለም ለኸ ሓገዝ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተልዓለ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ንኽገብራ ተሓቲቱ። ኣብ ምክልኻል እቲ ዝተልዓለ ዕስለ ኣምበጣ ትኹረት ዝገበረ ዘተን ገለፃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይ ላይት ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰሙናዊ መልእኽቲ "ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና!" ክብል ገሊፁ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ነበርቲ ከተማ አዲስ ኣበባ ዝተለመደ ኢትዮጵያዊ ባህሊ ምትእንጋድ ክፍፅሙ ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ ጉባኤ 1 ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ኣጋይሽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ቁፅሪ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 31 ሺሕ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ግዝኣት ዉሃን ብዘጋጠመ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝልከፉን ህይወቶም ዝስእኑን ሰባት ካብ እዋን ናብ እዋን ብዝለዓለ ቁፅሮም መጠን ይውስኽ ምህላዉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኮሚሽን ጥዕና እታ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበሎ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት…
ቢዝነስ ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሓምለ ስርሑ ብዕሊ ክጀምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓ.ም ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት 54 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝኸተማ ኮሚሽነር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሙቻንጋ ኣልበርት ገሊፆም። 28 ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበሩ ድርድራት ንኹሎም ወገናት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ስምምዓት ምቱኳር ይግባእ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ዝግበሩ ድርድራት ንኹሎም ወገናት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ስምምዓት ምቱኳር ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ትካል ጉዳያት ስትራቴጂ ኣብ ዘሰናድኦ ወርሓዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣብ ዴማ ማርዋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት መስራቲ ጉባኤ ህወሓት ኣብ ዝተኻየደሉ ዴማ ማርዋ፣ ጣብያ ማርዋ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ተረኺቦም ሕሉፍ ታሪኽ ቃልሲ ህወሓትን መፃኢ ዕድል ትግራይን መሰረት ገይሮም ሓሳባት ዘቕረቡ ነባር ተጋዳላይ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀ ክኸውን ይግባእ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀን መሰል ሰራሕተኛታቱ ኣብ ግምት ዘእተወን ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣተሓሳሲቦም። ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ቢዝነስ ካልኣይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ምርኢትን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ምርኢትን ኮንፈረንስን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ምርኢትን ኮንፈረንስን፥ “ቡን ካብ ሃገረ መበቆል ሰባት /ምድረ ቀደምት/” ብዝብል መሪሕ ቓል ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ኣብቲ…