ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 36 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ዝጀመረ ጉባኤ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ፥ ኣቦ መምበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከም ዝግባእ ወከልቲ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ገሊፆም። ኣብ ከተማ ዛላኣንበሳ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲትብ ድምቀት ተኸቢሩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ካብ ዝቐረቡሎም ክስታት ናፃ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ስልጣን ንኽለዓሉ ዝቐረቡሎም ክስታት ናፃ ኮይኖም። እቶም ፕዚዳንት ስልጣኖም ዘይኣግባብ ብምጥቃምን ስራሕቲ እቲ ቤት ምኽሪ ብምትዕንቓፍን ተኸሲሶም ከይዲ እቲ ክሲ እናተርኣየ ፀኒሑ ኢዩ። ፕዚዳንት ትራምፕ…
ስፓርት መንግስቲ ትግራይ ብሕልፈት ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን ሕልፈት ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ኣመሓላሊፉ። መንግስቲ እቲ ክልል ብቢሮ ርክብ ህዘብን መንግስትን ኣቢሉ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብሃንደበታዊ ዕረፍቲ ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሽመት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ መስፍን መላኩ ብመዓርግ ሚኒስትር ዲኤታ ሓላፊ ፍሉይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር 2. ዶክተር ሹመቴ…
ጥዕና ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ክንፈልጦም ዝግብኡና ነጥብታት Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ክፋላት ዓለም እናተስፋፍሐ ይርከብ። ብምኽንያት እዙይ ውድብ ጥዕና ዓለም ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ጥዕና ኢዩ ኢሉ ኣዊጁ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን እውን ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዓላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ቤት ዕዮ ሚኒሰቴር ጉዳት ወፃኢ ኣሜሪካ…
ቢዝነስ ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ይግባእ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ከምዝግባእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ ገብረመድህን ከምዝበልኦ፥ ህዝቢ ትግራይ ወናኒ ብርክት ዝበሉ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰል ዘላቒ ተረባሕነት ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘይሕሉ ዋላ ሓንቲ ቓል እንድሕር ተሓዊሳታ ስምምዕነት ኣይንፍርምን – ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ስምምዕነት መሰል ዘላቒ ተረባሕነት ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘይትሕሉ ዋላ ሓንቲ ቓል እንድሕር ተሓዊሳታ ኢትዮጵያ ከምዘይትፍርም ሚኒስተር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃቡዎ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ መፋስስ ጣንቋን ማይ ሎሚንን ብምሕዋይ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት እቲ ከባቢ ንምርግጋፅ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ልዕሊ 14 ሽሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ዓብይ መፋስስ ጣንቋን ማይ ሎሚንን ብዝግባእ ብምሕዋይ ማሕበራዉን ቁጠባዉን ተረባሕነት እቲ ከባቢ ንምርግጋፅ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ ኮሙቴ መፅናቲ ብምጥያሽ ኣብ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ…