ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ ፍሎረንስ ፓርሊ መዘነኦም ተዛትዮም። ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ብቅድሚ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪላ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ሃገሮም ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪሎም። እቲ ኽልከላ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ፣ ናይጀሪያ፣ ታንዛኒያ፣ ሱዳን፣ ኪርጊዝታንን ማይንማርን ኢዩ ተነቢሩ። እቲ ሓዱሽ መምርሒ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ምክያዱ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ እንደርታ ገሊፁ። ኣብቲ ዑደት ካብ 17 ጣብያታት ክልቲአን ወረዳታት ዝተውፃእፀኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ተዛዚሙ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ተጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክዛዘም ዝግበኦ ዝነበረ ድርድር፥ ክሳብ ትማሊ ዓርቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ…