Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2020

ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተልዓለ ቫይረስ ኖብል ኮሮና፥ ካብ ቻይና ወፃእ ናብ ብዙሓት ሃገራት እናተላበደ ይርከብ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኩዌት፣…

ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ትኹረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፥ እዋኑ ዝሓቶ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ምስንዳእ ኣድላዪ ብምዃኑ እቲ መድረኽ ዘተ ምድላዉ ገሊፆም።…

ፓርቲታት ፖለቲካ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት ከማልኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ንስርዓት ምዝገባ ዝሕግዙ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ከማልኡ ከምዝግባእ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ ምዝገባን ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካ 1162/2011…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። እቶም ሰልፍታት ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ከተማ ኣሶሳ፣ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሮቤን ሞጆን ኢዮም ተሳሊጦም። ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ…

ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ዘገልገሉ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ /Economist/ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ተፈሊዮም። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ ሕክምና ፀኒሖም ሎሚ…

ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብውልቀ ሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ይግባእ ክብል ቤትምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ትካል ኣይተ ኣሰፋ ገብረስላሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፌደራል መንግስቲ ዝተፈላለያ ትካላት ልምዓት…

ኣግባብ ዘይኮኑ ምስሊታት ዘይቐርፅ ዘበናዊ ሰልኪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣግባብ ዘይኮኑ ምስሊታት ንምልዓል ዘይፈቅድ ዘበናዊ ስማርት ሰልኪ ዕላዊ ኮይኑ። “ቶን ኢ 20” ዝብል ሽም ዝተውሃቦ እቲ ዘበናዊ ስልኪ፥ ቶን ሞባይል ብዝተብሃለ ኩባኒያ ጃፓን ከምዝተምሃዘ ተገሊፁ። አቲ ስልኪ፥ ዓማዊል ብዝኾነ ይኹን መለክዒ…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብታ ሃገር ንመጀመርታ ጊዜ ዑደት ስራሕ ዘካይዱ ዘለዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ግዝኣት ጉጃራት እንትበፅሑ ቀዳማይ…

ብዘይ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምዝገባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ምዝገባ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ሃገራት ማእኸላይ ምብራቕ ምስ ዝነብሩ…

ኣብ ሶማልያ ሓሙሽተ ዓይነ-ስውራን ኣብ ሓደ ዳስ ተመርዕዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገረ ሶማልያ ከተማ መቋድሾ ሓሙሽተ ዓይነ ስዉራን መርዑት ኣብ ሓደ ዳስ ተመርዕዮም። እቶም ኣርባዕተ ዓይነ-ስውራት መርዓውትን እታ ሓንቲ ዓይነ-ስውርቲ መርዓትን ከኣ ንመመርዓዊኦም ዝኸውን ገንዘብ ንከዋጽኡ ኣዝዮም ተጸጊሞም ነይሮም።…