ዓቢዪ ፆም ምእመናን ካብ ፅልኢ፣ በደልን ቂምን ዝዕቀቡሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናንን ምእመናትን ኣብ እዋን ዓቢዩ ፆም ካብ ፅልኢ፣ በደልን ቂምን ክዕቀቡ ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ።
ፓትሪያሪክ ርእሳነ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ…