ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዘኽእል ቅድመ ምድላዋት የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት እናካየደ ከም ዝርከብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ገሊፁ።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር ኪሮስ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ከየጋጥም ዝከታተል ኮሚቴ ብተጣይሹ ኣሎ።…