ኮሮናቫይረስ ኣብ ጅቡቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጂቡቲብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ዝተረኸበላ ካሊእ ምብራቕ ኣፍካዊት ሃገር ኮይና ተመዝጊባ። እቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ቅድሚ ኣርባዕተ ማዓልቲ ናብ ጅቡቲ ዝኣተወ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ስፔን እንትኸውን፥ ትማሊ ብዝተገበረሉ ምርመራ ድማ በቲ…
ኮሮናቫይረስ ሰባት ኣብ ዝእከቡሉ ከባቢ ርሕቐት ምሕላው ዘለዎ ረብሓ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ ሞያ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኢድ ምሕፃብ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ምውሳድ ኣድላዪ ምዃኑ ይምዕዱ። ካብ ውሽጢ እዚኣቶም ድማ ሰባት ኣብዝበዝሑሉ ከባቢ ረሕቐት ሓሊኻ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ኢዮም ዝምዕዱ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ…
ኮሮናቫይረስ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሎም ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ተግባራዊ ስርሑ ዝጀመረ እንትኸወን፥ ካብ 7 መጋቢት 2012…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኸየጋጥም ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣደም መሓመድ ገሊፆም። ጄኔራል ኣደም እቲ ቫይረስ ኣብ ሰራዊት ንከየጋጥም ዓሊሙ ዝግበር ዘሎ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኳታርን ንማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝህነፅ ማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ኳታር ካሊፋ ቢን ያሲም ኣል ኩዋሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ ብምኽንያት ዝርገሐ ይረስ ኮሮና ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣቢያተ ፍርዲ ኣመልኪተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 54 ሽሕ ሄክታር መሬት ትግራይ ብመስኖ ለሚዑ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ልምዓት መስኖ ልዕሊ 54 ሽሕ ሄክታር መሬት ብመስኖ ምልምዑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ልምዓት መስኖ ንልዕሊ 200 ሽሕ ሓረስቶት ተጠቀምቲ ዝገበረ ምዃኑ መራሒ ጉጅለ ኣሕምልትን ቅመማ ቅመምን እቲ ቢሮ ኣይተ…
ኮሮናቫይረስ ግልጋሎት ውሃብቲ ትካላት ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና እኹል ግንዛበ ንክህልወን ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ምስ ፍሰት ቱሪዝም ተኣሳሲሩ ናብ ትግራይ ዝኣትው ዑደተኛታት ጥንቃቐ ዝተመለኦ ግልጋሎት ንክህባ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ ምሃብ ምጅማሩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕብተረሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ተኸታተልቲ ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ከምዝገለፆ፥ ኣብዚ ሶሙን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ኣቐዲሙ ንምክልኻልን…