ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ 6ይ ሰብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሻድሻይ ሰብ ምርካቡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሆስፒታታልትን ሆቴላትን ናይ ርክብ መርበብ ብምዝርጋሕ እናሰርሐ ምዃኑ…
ቢዝነስ ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱን ካልኦት ግምታዊ ዋጋ ዘይወፅአሎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዛሓለፉ ተኸታተልቲ 12 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተትሓዙ ምዃኖም ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።…
ስፓርት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ክካየድ ተሓሲቡሉ ዝነበረ ሻምፒዮና ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኣውሮፓ 2020 ንሓደ ዓመት ንኽናዋሕ ተወሲኑ። እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ሰነ 2020 ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ንኽካየድ መርሃግብሪ ወፂኡሉ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳናዊያን ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳናዊያን ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ንህንፀት እቲ ግድብ ዝኸውን እቶት ንምትእኽኻብ ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ተገይሩ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ፥ ሱዳናያን እውን ገንዘባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራል፣ ክልልን ቢሮታት ጥዕናን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ከምኡ'ውን ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቢሮታት ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፅዎ፥ ኩነታት ምፍጣር ግንዛበ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ፍትሒን ገበንን ፌዴሪኢ ብቋንቋታት ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ተተርጒሙ ከምዝተሓተመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ መጋቢት 8፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቋንቋታት ኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ተሓቲሙ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ፍትሒን ገበንን ፌዴሪኢ ብቋንቋታት ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ተተርጒሙ ከምዝተሓተመ ተገሊፁ። እቲ ፖሊሲ፥ ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞ፣ ኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ኣብ ሓደ መፅሓፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣወፍዩ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብምስፋይ ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ብናፃ ከምዘወፈየ ገሊፁ። ኣብ መቐለ ዝርከብ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት፥ እቲ ብብርኪ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሮም ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ምጅማሮም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር እም በረራታት ብምቁራፆም ዓማዊል ምንግልታዕ ከምዘጋጠሞም ገሊፁ። ይኹን እምበር ኣብዚ…
ኮሮናቫይረስ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ዘረጋገፃ ቁፅሪ ሃገራት ኣፍሪካ 27 በፂሐን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 27 ሃገራት ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ኣረጋጊፀን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ። ደቡብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ሺሕ ሊትሮ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ኣብኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከባ ፋርማሲታት ከነማ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ዝርገሕኡ ንምዕጋት እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ቅድመ…