ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጣልያን ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 197 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያን ዝርግሐ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝርአ ኣትሒዙ ብሰንኪ እቲ ሕማም መዓልታዊ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 197 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ብሰንኪ እቲ ሕማም 49 ሰባት ከም ዝሞቱን ናይቲ ሕማም ምልክት ዝተረኣዮም ድማ 4 ሺሕን…
ቢዝነስ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ክህነፁ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ከምዝህነፁ ተገሊፁ። እቶም 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና፥ ብ91 ሚሊየን ብር ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ትማሊ ተኸቲሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተረባሪብና ብምዝዛም ኢትዮጵያ ካብ ባዕላ ሓሊፋ ፍልፍል ሓይሊ ጎረባብቲ ሃገራት ንምግባር ክንሰርሕ ኢና – ቀ/ሚ… Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ኣብ ከተማ ተርጫ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ድኽነት ምክፍፋል ከምዘስዕብ ገሊፆም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሕብረትን ጅግንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩልና ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበልና ፓርቲታት ፖለቲካን ማሕበራትን ድሌት ህዝብታትና ዝኾኑ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ክነንግስ ይግባእ – ዶ/ር… Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበሉ ኮሎም ፓርቲታት ፖለቲካን ማሕበራትን ብሓባር ብምዃን ድሌት ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ከንግሱ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መስራቲ…
ጥዕና ማልት ምስ ዓለምለኸ ሮታሪን ህዝብን ብምትሕብባር ኣብ ጣብያ ጥዕና ዕዳጋ ሓሙስ ብልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዘህነፅዎ ክፍሊ መጥባሕቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ፣ ዓለምለኸ ሮታሪ (ቤልጅየም) ግዝኣት ምዕራብ ቭላንድረን ዝተሃንፀ ክፍሊ መጥባሕቲ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ፅንብል ተመሪቑ። እቲ ከፍሊ መጥባሕቲ 18 ሓምለ 2010 ዓ.ም ኢዩ ሰረት እምነ ኩርናዕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 27 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 27 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ መጥቃዕቲ፥ ኣብ ዝኽሪ በዓል ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ብ1995 ብጣሊባን ዝተቐተለ መራሒ ዓሌት ሃዝራ ዓብዱል ዓሊ ማዛሪ ዝተፈፀመ ኢዩ ተባሂሉ። በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ቀፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንምዝዛም ዝሕግዞ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ጀስቲስ ፎር ኦል ፒ ኤፍ - ኢትዮጵያ ብምውዳድ ቀፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንምዝዛም ዝሕግዞ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኣብ ሰለማዊን ዴሞክራሲያውን መሰላት ዘድሃቡ ስልጠናታት ንኣካላት ፀፅታን…
ዝንቕ ፋና ኣይስክሪም ዝለሓሰ ውልቀ ሰብ 30 መዓልታት ክእሰር ተፈሪዱዎ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ቴክሳስ ካብ ናይ ዋል-ማርት ሱፐርማርኬት መዝሓሊ (ፍርጅ) ኣይስክሪም ወሲዱ ክልሕሶን መሊሱ ናብቲ መዝሓሊ ከቐምጦን ንነብሱ ብቪድዮ ዝሰኣለ ኣድርያን ኣንደርሰን ዝበሃል መንእሰይ ን30 መዓልቲ ክእሰር ከምዝተፈረዶ ተገሊፁ። እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅንዓትን ጅግንነትን ዋዕሮታት ትግራይ ሓባሪ ብሩህ ጉዕዞ ህዳሴና – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች ኤይት) ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ፥ ፅንዓትን ጅግንነትን ዋዕሮታት ትግራይ ሓባሪ ብሩህ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘጋጥም ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል ተወሳኺ 10 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘጋጥም ኣንበጣ በረኻ ንምክልኻል ዘኽእል ተወሳኺ 10 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኬኒያን ሶማሊያን ንዘጋጥም ኣንበጣ ንምክልኻልን…