ኢትዮ ቴሌኮም ካብ ዝህቦም ዓውዲታት ኣገልግሎት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መመሓየሺ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ካብ ዝህቦም ዓውዲታት ኣገልግሎት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መመሓየሺ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ዜጋታት ምንቅስቓሶም ተገዲቡ ኣብ ገዝኦም ንኽፀንሑ ብምግባር ዝርገሐ…